ጥበብ ምስትውዓል ንስደተኛታትMindfulness-SOS for Refugees 5ይ ርክብ ኣብዚ ስምዑ ጸገማት ከም ኣጋይሽ፦ 3 ደረጃታት ጸገማት ንምግጣም (30 ደቓይቕ) ናይ ገዛ ልምምድ፦ ኮፍ ኢልካ ናይ ምስትንፋስ ጥበብ ምስትውዓልን ኣጋይሽ ምቕባልን ናይ ገዛ ልምምድ፦ 3 ደረጃታት ጸገማት ንምግጣም (6 ደቓይቕ)